Home

ዜና ዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት ሰኔ 20

ዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት ሰኔ 20 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብክብ ዝበለ ድምቀት ተዘኪሩ ውዒሉ፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝቅመጡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት ቀዳም ዕለት 22/06/2012 ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ፈጻሚት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ሽምዓ ብምብራህ ተዘኪሩ፡፡

Read more...

Kabara

Agara abaya kišama Šabiya usula laga košitesi afiya laga  guduratabbu kuful gosuma saniya mongorowa, tamana Keren igida Banbila woyniyon gomma Bilena košere baddala tillasumowa  Eritrea Bilena košerea dimokrasiya kittitam abbareske.

Read more...

ደንጊዩ ዝበጸሔና ዜና ዓወት

ጀጋኑ ተጋደልቲ ዲምሓኩኤ ብዕለት 20/06/2012 ንግሆ ሰዓት 6፡50 ኣብ ኮኮላ ሰራዊት ጺዒና ኣብ ልዕሊ ትኸይድ ዝነበረት ናይ ጸላኢ መኪና ብኣርፒጂ መጥቃዕቲ ብምኽፋት ከቢድ ኪሳራ ከም ዘውረደ ካብ ጀጋኑ ተጋደልቲ ዲምሓኩኤ ዝበጽሓና ዜና ሓቢሩ፡፡

Read more...

More Articles...

  1. Breaking News!!!

Subcategories