ጀጋኑ ተጋደልቲ ብሄራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ ኤርትራ (ብዲግሓሳኤ)፣ ካብ 23-25 ጥሪ 2012 ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ምምሕዳር ኣሰድ፣ መዐራን ኣሰድ ዝተባህለ ክልተ ዓዲታት ኮምኡውን ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ንኡስ ዞባ ጋላዕሎ...
Tela uya 9-1-2012 amela Eden Jakumino Addas dabu kokidama Kunama darka fulkuda dawdabbu dagosa bibabbu imirosumowa Barentu hospitalakin nawosuma kabaram ossoske.
እቶም ብህዝቢ ተመሪጾም ንሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ዝተወከሉ ካብ ዕለት 23-30 ሕዳር 2011 ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ካብ ዝተፈለኣልየ ኩርንዓት ዓለም ካብ ኩሉ ጽፍሕታ ሕብረተሰብን ዝተሳተፉዎ ኣገዳሲ ምዕራፍ...
ብዕለት 09/01/2012 ኤደን ጃኮሚኖ ኣዳስ ዝተባህለት ኣዴ ብሄር ኩናማ ብሰንኪ ዘይተገዳስነትን ጉድልት ሕክምናዊ ሬድኤት ኣብ ግዜ ሕርሲ ብዘጋጠማ ምፍሳስ ደም ኣብ ሆስፒታል ባረንቱ ከም ዝዓረፈት ካብቲ ቦታ ዝመጸና ዜና ሓቢሩ፡፡