Skip to content

Mesel-Biherat.com

Home
Welcome to the Frontpage
ተጋዳላይ ቀርነሊዮስ ዑስማን ምስ ሬድዮ አሰና ዝገበረ ቃለ ምሕትት ንአተሃላልዋ ንመልክዕ ውዳቤታት ደንበ ተቃውሞ ኤርትራ ብሩህ ስእሊ ዝሃበ ስለ ዝኾነ ደጊምና ንስማዕዮ፡፡
Saturday, 04 February 2012 07:29

መዓርነት ብሄራት ዘረጋገጸ
ንጎሓሉ ስርዓት ህግደፍ ዘርዓደ
ንዲሞክራሲያዊ ሓይሊታት ዘሐበነ
 እንታይነት ናይ ሃይማኖት ውድባት ዘበሰረ
ንመጻኢት ኤርትራ ዝኸውን መልክዕ ውዳቤ ዝኣመተ
ሰላምን ምርግጋእን ፖለቲካዊ ህይወት ዝኣንፈተ
ኩሉ መዳያዊ ንቅሓት ዘመጽኤ ቃለ መሕትት ስለዝኾነ 
ሃየ ደጊምና ደጋጊምና ንስመዓዮ ኣሕዋት ደቂ ኤረ

 
ŠIMALBA DARKA KIŠE KABARA
Thursday, 02 February 2012 12:24
Eritrea Kunama darka katirana "tummada Kunama košera dannodana Konanda wasa ekkenowa deya" suma kamaša olkomala Erkutako aw darka kiše, komitabbu kossuma kososona gafuda kosa farda šimalba lajina tantala ammara taggimabbu kofurda kutamowa kotakke.
Read more...
 
መግለጺ ሓድነታዊ ምትሕንፋጽ
Thursday, 02 February 2012 12:19
ኩሉ ግዜ ሓደ ዓመት ምስ ኣውንታውን ኣሉታውን ምዕባሌታቱ ተዛዚሙ ናብ ሓድሽ ዓመት ኣብ ንሰጋገረሉ ህሞት፡ ነፍሲ ወከፍ ደላዪ ለውጢ ትስፍው መጻኢ፡ ሰናይ ባህግታትን ሃንቐውታን ምትንባይ ንቡርን ባህርያዊ ጉዳይን’ዩ።
 
ዜና ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኩናማ ኤርትራ
Thursday, 02 February 2012 12:22
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኩናማ ኤርትራ "ሓድነት ዋሕስ ህላዌን ቀጻልነትን ብሄረ ኩናማ   እዩ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ብዕለት 22/02/2012 ካብ ሰዓት 11፡46 ክሳብ 5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ናይ ተመክሮ ምልውዋጥ መድረኽ ከም ዘዳለዋ ካብቲ ቦታ ዝመጸና ዜና ሓቢሩ፡፡
Read more...
 
بيان وحدة إندماجية
Thursday, 02 February 2012 12:17

من البديهي مع نهاية أي عام بكل ما كان يحمله من تطورات إيجابية كانت أم سلبية، وقدوم عام جديد أن تتطلع إية قوة راغبة في التغيير نحو مجئ غد مشرق معقود عليه آمال عراض.

 
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>

Page 1 of 288