Skip to content

Mesel-Biherat.com

Home
Welcome to the Frontpage
خبر عن إختتام مؤتمر تأسيسي
Sunday, 21 June 2009 13:20

أختتمت في مدينة مقلي أعمال المؤتمر التأسيسي بين التنظيم الديمقراطي لعفر البحر الأحمر والحركة الديمقراطية لتحرير كوناما إرتريا والذي بدء من 18حتى 19يونيو2009م ، وكان الطرفين قد توصلا الى الإتفاق في مدينة سمارا عاصمة إقليم عفر إثيوبيا بتأريخ 14-05-2009م والذي يهدف الي تأسيس جبهة موحدة ، وبناءا علي ذلك شكل الطرفان لجنة ممثلة من كلا التنظيمين لتحضير وتنظيم المؤتمر، وبعد أن كانت اللجنة تتابع وتنفذ مهامها التحضيري فقد أختتم أعمال المؤتمر التأسيسي بالنجاح .

Last Updated on Sunday, 21 June 2009 13:25
Read more...
 
ዲሞክራሲያዊ ግንባር ብሄራት ኤርትራ (ዲግብኤ) መሪሕነቱ መሪጹ
Sunday, 21 June 2009 10:34

ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ (ዲምሓኩኤ)ን ዲሞክራሲያዊ ውድብ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር (ዲወቀባዓ) ብዕለት 14/05/2009 ኣብ ህዝባዊ ኮንፈረንሰ ሰመራ ብመራሕቲ ክልቲኡ ውድባት ግንባር ንምምስራት ብዝተሰማምዕዎ መሰረት፡ ካብ ክልቲኡ ውድባት ብሓሙሽተ ሰባት ኣሰናዳኢት ሽማግለ  ቆይማ ስራሓታ ብዕቱብን ብዓወት ድሕሪ ምስልሳል፡ እቲ ዓቢ ትጽቢት ዝተገብረሉ ጉባኤ ክልቲኡ ውድባት ኣብ ከተማ መቐለ ካብ ዕለት 18-19/06/2009 ንክልተ መዓልቲ ብምክያድ ብክብ ዝበለ ዓወት ዛዚሙ፡፡

Read more...
 
ዜና መስራቲ ጉባኤ
Friday, 19 June 2009 14:26

ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ (ዲምሓኩኤ)ን ዲሞክራሲያዊ ውድብ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር (ዲውቀባዓ)ን ብዕለት 14/05/2009 ኣብ ሰመራ ብመራሕቲ ናይ ክልቲኡ ውድባት   ንምምስራት ግንባር ብዝተሰማምዕዎ መሰረት፡ ካብ ክልቲኡ ውድባት ኣዳላዊት ሽማግለ ቆይማ፡ ስራሓታ ብዕቱብ ድሕሪ ምስልሳል፡ ዓቢ ትጽቢት ዝተገብረሉ መስራቲ ጉባኤ ብዕለት 18/06/2009 ንግሆ ሰዓት 10፡15  ተጀሚሩ፡፡

Last Updated on Friday, 19 June 2009 16:53
Read more...
 
ደምዳሚ መግለጺ ዲሞክራሲያዊ ግንባር ብሄራት ኤርትራ
Friday, 19 June 2009 16:56

መስራቲ ጉባኤ ናይ ክልትኡ ናይ ብሄር ውድባት ካብ ዕለት 18-19/06/2009 ተካይዱ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ ከም ውጽኢት ከኣ ብዲሞክራሲያዊ ግንባር ብሄራት ኤርትራ (ዲግብኤ) ዝፍለጥ ግንባር ተወሊዱ፡፡ ብሄራዊያን ውድባት ዲምሓኩኤን ዲውዓቀባን ብሄራዊ መልክዕ ወደባን መሰል ብሄራትን ማእከል ብምግባር ካብ ዝቃለሱ ኣስታት ዓሰርተ ዓመታት ኮይኑ ኣሎ፡፡

Read more...
 
خبر مؤتمر التأسيسي
Friday, 19 June 2009 14:33

بناءا علي الإتفاق الذي توصل إليه كل من التنظيم الديمقراطي لعفر البحر الأحمر والحركة الديمقراطية لتحرير كوناما إرتريا في مدينة سمارا عاصمة إقليم عفر إثيوبيا بتأريخ 14-05-2009م والذي يهدف الي تأسيس جبهة موحدة ، وبناءا علي ذلك شكل الطرفان لجنة ممثلة من كلا التنظيمين لتحضير وتنظيم المؤتمر، بعد أن أكملت اللجنة إستعدادها تم إفتتاح مؤتمر تأسيسي يوم الخميس 18-06-2009م في تمام الساعة 10:15 دقيقة صباحا

Read more...
 
<< Start < Prev 111 112 113 114 115 116 117 118 119 120 Next > End >>

Page 118 of 128

Eritrean Kunama Relief Association (EKRA)



Red Sea Afar Pastoral Relief Association

Who's Online

We have 10 guests online