ንሰንበት ዕለት 30.05.2010 ዓ.ም.ፈ.፡ እንሆ ልኡኽ ኣሳናዳኢት ኮሚተ፡ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ኣብ ሃገር ጀርመን፡ ምስ ተቐማጦ ከተማ ኰሎን‘ን ከባቢኣን፡ ክፉት ኣኼባ ናይ ህዝቢ ክገብር፡ ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ኰሎን-ን ከባቢኣን፡ ነዛ ኣብ ላዕሊ ተጠቂሳ ዘላ ማዓልቲ፡ ኣዳልዮም ሰለዘለዉ፡ ኩሉ ደላይ ለውጢ ዝኾነ/ት ወዲ/ጓል ሃገር ኣብዚ....