ክቡራት ኣሓትን የሕዋትን ደለይቲ ለውጢ፣ ኣብ ዋዕላ ክትከይድ ዋዕላ የድሊ። እዚ ድማ ንቡር ኣገባብ ዋዕላን ውዕልን ኢዩ። ቅድም እቶም ዓበይትን ዝምልከቶምን ለባማትን ዋዕላ ይገብሩ።