Skip to content

Mesel-Biherat.com

Home Tigirinya
Tigrigna
ወያ መሾንቆቓ ኣብ ክንዲ ትቐጥን - ገዲዳ ዓጺቓ ንደምበናን ደምበሸፋቱን፡ ኣላልያ ኣረሓሒቓ
Tuesday, 09 March 2010 12:56

ለባምት ክነግሩ እንከለዉ
ዓለም ኣረጋጊጹ ዝመስከረሉ ጽሉል
አለልዩኒ ክብል ኣብ ጎልጎል ተጠሊዑ ይድብል..

 

 
ምልክታ

ኡስ ሽማግለ ውደባን ኣገልግሎትን ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ናይ ፖለቲካዊ ውድባት፡ ሰቪካዊ ማሕበራትን ካልኦት ማሕበራዊ ክፍልታት ናይ ዋዕላ ተሳትፎ ጠለባት ክትቅበል ቅርብቲ ምህላዋ ትሕብር። ነቲ ጠለብ ዘቕርቡ ኣካላት ከማልእዎ ዝግበኦም መምዘንታት ድማ እዚ ዝስዕብ እዩ:

Last Updated on Sunday, 07 March 2010 12:14
Read more...
 
ኣባል ኣሰናዳኢት ሽማግሌ ሃገራዊ ዋዕላ ተኽለሰንበት ተኽላይ ኣብ ኮሎን ኣኼባ ኣካይዱ፡፡
Thursday, 04 March 2010 14:27

ኣባል ኣሰናዳኢት ሽማግሌ ሃገራዊ ዋዕላ ተኽለሰንበት ተኽላይ ምስ "ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኮሎንን ከባቢኣን" ምዝ ዝተባህለት በርጌሳዊ ማሕበር ክፉት ናይ እንካን ሃባን ምሽት ብምኽፋት ነቲ ከነዕውቶ ንጓየዩሉ ዘሎና ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ከም ዝተመያየጠ እቲ ዝመጸና ሓበሬታ ሓቢሩ፡፡

Read more...
 
ብዙሕነታዊ ሓድነት ኣብ ኤርትራ
Thursday, 04 March 2010 14:25

ከም ዝፍለጥ ኤርትራ ትሸዓተ ብሄራት ዘለዋ ሃገር ኮይና፡ ኩሎም ብስኒትን ፍቕርን ንዘመናት ብሰላም ዝነብሩላ ኢያ፡፡ እዞም ብሄራትን ብሄረሰባትን ነናቶም ጂኦግራፊያዊ ኣሰፋፍራ ዘለዎም ኣብ ዘዘለውዎ ከባቢ ኸኣ ነናቶም ዘተፈላለየ ቋንቋ፣ ባህልን ልምድን ዘለዎም ህዝብታት ኢዮም፡፡

Read more...
 
ኣብ ግብሪ ይውዓል ብዘይ ግዜ ምቕታል
Thursday, 04 March 2010 14:24

(ብወደባት፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) መልሲ ንምልክታ ጸረ ህግደፍ) ክምብል በለ እምበር ኣይተኻዕወን ይብሉ ለባማት መሰልቲ እሞ፡፡ እዚ ሕጂ ብመምህር ተስፉ ዘውደ ዕለት 28/02/2010 ብመንገዲ መርበብ ኢንተርነት ዝተመሓላለፈ ሓበሬታ፡ እወ ቅዱስ ሓበሬታ ንምቅላዕን ምቕላዕን ኮራኩር እኩባን ሸፋቱ ህግደፍ ተሓሲቡ ዘሎ ስጉምቲ ኣብ ዘረባን ምይይጥን ዘይኮነ ኣብ ትርጉም ብግብሪ ክውዕል ናይ ግድን እዩ፡፡

Read more...
 
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>

Page 1 of 56