ጸረ ሰላምዊ ሰልፊ ህግደፋውያን፡ ለበዋን መጠንቀቕታንኤርትራ ከም ላም ሓደ ጎንና ኣይሰብሕ፡፡ ሓደ ጎንና ኣይዓብር፡፡ እዛ ሃገር እንተ ጢዓ እንተ ሓሚማ፡ ንኹልና ሓንቲያ ትብጽሓና፡፡ ሓደ ሓለፋ ዜግነት ዘለዎ የብልናን፡ ናይ ዜግነት ሚዛን-ወርቂ፡ ብጣቒዕት ወይ ውዳሰ ኣይኮነን...." ብኣቶ ሰ.ተ.ሃ. (ዓወተ ኮም)