Skip to content

Mesel-Biherat.com

Home Tigirinya ዜና ሃገራዊ ዋዕላ
ዜና ሃገራዊ ዋዕላ
Tuesday, 02 March 2010 12:49

ካብ ዕለት 16-23/02/2010 ዝተጋብኤ ኣኼባ ምቋም ኣሰናዳኢት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ሸውዓተ ዝኣባላታ ሰክረታሪያት ተመሪጹ ኣሎ፡፡ ንሳቶም ከኣ:-

 

  1. ተጋዳላይ በሽር ኢሳሓቕ - ኣቦ መንበር ሰክረታሪያት
  2. ኣምሃ ደመኒኮ - ምክትል ኣቦ መንበር ሰክረታሪያት
  3. ኣሕመድ ሱፈር - ሰክረተር ሰክረታሪያት
  4. ዓብዱልራዛቕ ከራር - ኣባል ሰክረታሪያትን ኣቦ መንበር ክፍሊ መጽናዕቲን ስነዳን
  5. መሓመድ መዓር - ኣባል ሰክረታሪያትን ኣቦ መንበር ክፍሊ ውደባን ጎስጓሳትን
  6. ቀርነልዮስ ዑስማን- ኣባል ሰክረታሪያትን ኣቦ መንበር ክፍሊ ዜና
  7. መኮነን ሃይለ- ኣባል ሰክረታሪያትን ኣቦ መንበር ክፍሊ ፋይናንስን ከምኡውን ብጻይ መሓሪ ወ/ዮርጊስ ከም ጠቅላሊ ተቆጻጻሪ ተመሪጹ፡፡

 

ቤት ጽሕፈት ክፍሊ ዜናኣሰናዳኢት ሽማግሌ ሃገራዊ ዋዕላ